ጉባኤ ኤማሽ (Erfis Årsmöte) 19-03-2016

ÅrsmöteViktig meddelande!!!

Tillsamtliga medlems föreningar i det Eritreanska riksförbundet i Sverige. Riksförbundets årsmöte är den 19:e mars 2016 och kommer att hållas i Flen. Så det är viktig att boka eran transport biljetter och övernattnings rum i samråd med riksförbundets kassör.

Datum: 19 mars 2016
Plats: Storgatan 4
642 37 Flen
Tid: KL 10:00
Med vänliga häsningar Styrelse

ኣገዳሲ ሓበሬ !!!

ንኹለን ኣባላት ማሕበራት ማሕበረ ሰብ ኤርትራውያን ኣብ ሽወደን፡ማሕበረ ሰብ ኤርትራውያን ኣብ ሽወደን ንዕለት 19 መጋቢት 2016 ዓመታዊ ጉባኤ ክገብር መዲቡ ሰለ ዘሎኣብዚ ተመዲቡ ዘሎ ግዜን ቦታን ሳዓትኩም ኣኽቢርኩም ክትርከቡ ነዘኻኽር፡፡ ብተወሳኪ ድማ እቶም ካብ ርሑቕ ከባብታት እትመጹ ብእዋኑ ናይ መጓዓዝያን ትኬትን መደቀስን ብእዋኑ ምስ ተሓዝ ንብረት ማሕበር ተማኺርኩም ክትቆርጹ ነዘኻኽር ፡፡

ጉባኤ ዝግበረሉ ቦታ ፍለን ኣውራጃ ሶርምላንድ::

ዕለት 19 መጋቢ 2016
ቦታ Storgatan 4
642 37 Flen
ግዜ: ዓት 10፡00

ብደሓን ምጹ ሽማግለ ማሕበር