ሓጸርቲ ፊልምታት ቛንቛ ብትግርኛ

ቤት ጽሕፈት ግብሪ: ኣብ ሃገር ሽወደን ናይ ህዝቢ ምዝገባ ብኸመይ ከምዝሰርሕን ኣብ
ውሽጢ ሽወደን ውልቀሰባት ኣድራሻ ክቕይሩ ከለዉ ክሕብሩ ከምዘለዎምን ዝገልጽ
ንሓደስቲ መጻእቲ ናብ ሽወድን ዝዓለመ ሓጸርቲ ፊልምታት ብትግርኛ ኣዳልዩ ከምዘሎ
ይሕብር::
ዕላማ ናይዚ ጎስኋስ ድማ ሓደስቲ መጻእቲ ናብ ሽወድን ኣፍልጦም ከዕብዩን ካብ
ጌጋታት ምፍጻም ንክቑጠቡን እዩ::
ስለ ዝኾነ ድማ ሓሙሽተ ሓጸርቲ ፊልምታት ብሓሙሽተ ቛንቛታት ኣብ ትሕቲ ‘’ሓድሽ
ኣብ ሽወደን’’ ዝብል ቴማ ኣብ መርበብ ሓበሬታን ቤት ጽሕፈት ግብርን ኣብ ናይ ቤት
ጽሕፈት ግብሪ ውልቃዊ ካናል ዩ ቱብን ክትረኽብዎ ትኽእሉ::

https://www.youtube.com/user/skatteverket

ወይ ኣብ ናትና መርበብ ሓበሬታ

http://www.erfis.org/